መበል 2ይ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ደቡብ ኣፍሪቃ 2015...

5
06-1-2015 መበ ል 2ፌስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ደቡብ ኣፍሪቃ 2015 ብዓወት ተቓኒዑ መበ ል ካልኣይ ፌስቲቫል ኤር ት ራ ውያ ን ነበርቲ ደቡብ ኣፍሪቃ (ጆሃንስበርግን ከባቢኣን ) 2015ብዕለት 1 ጥቅምቲ 2015 ኣብ ከተማ ጆሃንበርግ ኣብ ሮደስ ፓር ክ ብ ውዕ ዉዕ ሃ ገ ራውን ሓር በ ኛ ውን መን ፈ ስ ተቓኒ ዑ። መደ ባ ት ፌቲቫል፣ ግጥም ኩዕ ሶ እግሪ ኣብ መን ጎ ጋ ን ታታት ኤር ት ራ ውያ ን መን እ ሰ ያ ት ጆሃንስበርግን ፕሪቶርያን፣ ምር ኢት ኢግዚቭሽን፣ መደ ብ ህጻናት፣ መደ ብ ባዛር፣ መደ ብ ሞያ ዊ ኣ ስ ተ ምህ ሮ (3 ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝነ ብሩ ኤር ት ራ ውያ ን ምሁራት )ባህላዊ ምር ኢት ፣ ድራማን ኮ ሜዲን ፣ ወዘ ተ ዘ ጠቓ ለ ሉ ነ ይሮም። ምር ኢት ኤግዚቭሽን ኣብ ባህላዊ፣ ማሕበራዊ፣ ታሪኻዊ፣ ቁ ጠባ ውን (ወፍሪ ) ኤርትራ ዘንጸባርቑ ፖስተራት፣ ስእልታት፣ ኢደ -ጥበባዊ ቅርስታትን ኣልባሳት ብሄራት ኤርትራን ቱሪስታዊ መስ ሕብ፣ ከም እንስሳታት ዘ ገ ዳ ምን ታሪ ኻዊ ቦታታትን ሃገር ዝገ ልጹ ወዘ ተ …. ዝሓዘ ኮይኑ፣ ከ ምኡ ውን ብባ ን ዴራታት ኤርትራ፣ ካርታ ኤርትራን ስእሊ ክ ቡር ፕረሲደንት ሃገረ ኤርትራ፣ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፍወርቅን፣ ናይ 9 ብሄራት ኤርትራ ዘ ጠቓ ለ ለ ባህላዊ ትልሂትን ዝገ ልጽ ምር ኢት ቪድዮን ፣ ኣልባሳት ብሄራት ኣብ ቅርጺ (ባ ምቡላ ) ተሰኒዩን ቀሪቡ። እቲ መደ ብ ፈለማ ብግጥም ኩዕ ሶ እግሪ ኣብ መን ጎ ጋ ን ታታት መን እ ሰ ያ ት ኤርትራውያን ነበርቲ ከ ተ ማታ ት ጆሃንስበርግን ፕሪቶርያን ተኸፊቱ። ብድሕር ዚ ተሳተፍቲ ፌስቲቫል ብ ኣ ምባ ሳ ደ ር ሃገረ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃን ዞባ ደቡባዊ ኣፍሪቃን፣ ኣቶ ሳልሕ ዑመር ተ መሪ ሖም፣ ብኣባላት ኤ ምባ ስ ን መራሕቲ ማሕበ ረ -ኮ ምን ማሕበ ር ን መን ሰ ያ ት ህግደፍን ሃ ማደ ኤ ን ተሰኒዮም ነቲ ምር ኢት ፌቲቫል ብምኽፋት ተዓዚቦምን መግ ለ ጺ ሰሚዖ ምን ።

Upload: damien-ball

Post on 02-Feb-2016

306 views

Category:

Documents


0 download

DESCRIPTION

መበል 2ይ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ደቡብ ኣፍሪቃ 2015 ብዓወት ተቓኒዑ

TRANSCRIPT

Page 1: መበል 2ይ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ደቡብ ኣፍሪቃ 2015 ብዓወት ተቓኒዑ

06-1-2015

መበ ል 2ይ ፌስ ቲቫ ል ኤር ትራውያ ን ነ በ ር ቲ ደ ቡብ

ኣ ፍ ሪ ቃ 2015 ብዓ ወት ተቓኒ ዑ

መበ ል ካ ል ኣ ይ ፌስ ቲ ቫ ል ኤር ትራውያ ን ነ በ ር ቲ ደ ቡብ ኣ ፍ ሪ ቃ (ጆሃ ን ስ በ ር ግ ን ከ ባ ቢኣ ን )

2015፣ ብዕ ለ ት 1 ጥቅ ምቲ 2015 ኣ ብ ከ ተማ ጆሃ ን በ ር ግ ኣ ብ “ሮ ደ ስ ፓር ክ ”፣ ብውዕ ዉዕ ሃ ገ ራውን

ሓር በ ኛውን መን ፈ ስ ተቓኒ ዑ።

መደ ባ ት ፌቲቫ ል ፣ ግ ጥም ኩዕ ሶ እ ግ ሪ ኣ ብ መን ጎ ጋ ን ታታት ኤር ትራውያ ን መን እ ሰ ያ ት

ጆሃ ን ስ በ ር ግ ን ፕሪ ቶ ር ያ ን ፣ ምር ኢት ኢግ ዚቭሽ ን ፣ መደ ብ ህ ጻ ና ት ፣ መደ ብ ባ ዛ ር ፣ መደ ብ ሞያ ዊ

ኣ ስ ተምህ ሮ (ብ3 ኣ ብ ደ ቡብ ኣ ፍ ሪ ቃ ዝ ነ ብሩ ኤር ትራውያ ን ምሁራት )፣ ባ ህ ላ ዊ ምር ኢት ፣ ድራማን

ኮ ሜዲን ፣ ወዘ ተ ዘ ጠቓለ ሉ ነ ይሮም። ምር ኢት ኤግ ዚቭሽ ን ኣ ብ ባ ህ ላ ዊ ፣ ማሕበ ራዊ ፣ ታሪ ኻዊ ፣

ቁ ጠባ ውን (ወፍሪ ) ኤር ትራ ዘ ን ጸ ባ ር ቑ ፖስ ተራት ፣ ስ እ ልታት ፣ ኢደ -ጥበ ባ ዊ ቅ ር ስ ታትን

ኣ ል ባ ሳ ት ብሄ ራት ኤር ትራን ቱ ሪ ስ ታዊ መስ ሕብ፣ ከ ም እ ን ስ ሳ ታት ዘ ገ ዳ ምን ታሪ ኻዊ ቦ ታታት ን

ሃ ገ ር ዝ ገ ልጹ ወዘ ተ…. ዝሓዘ ኮ ይኑ ፣ ከ ምኡ ’ውን ብባ ን ዴራታት ኤር ትራ፣ ካ ር ታ ኤር ትራን

ስ እ ሊ ክ ቡር ፕረ ሲደ ን ት ሃ ገ ረ ኤር ትራ፣ ኣ ቶ ኢሳ ይያ ስ ኣ ፍወር ቅ ን ፣ ና ይ 9 ብሄ ራት ኤር ትራ

ዘ ጠቓለ ለ ባ ህ ላ ዊ ትል ሂ ት ን ዝ ገ ልጽ ምር ኢት ቪድዮ ን ፣ ኣ ል ባ ሳ ት ብሄ ራት ኣ ብ ቅ ር ጺ (ባ ምቡላ )

ተ ሰ ኒ ዩ ን ቀ ሪ ቡ።

እ ቲ መደ ብ ፈ ለ ማ ብግ ጥም ኩዕ ሶ እ ግ ሪ ኣ ብ መን ጎ ጋ ን ታታት መን እ ሰ ያ ት ኤር ትራውያ ን ነ በ ር ቲ

ከ ተማታት ጆሃ ን ስ በ ር ግ ን ፕሪ ቶ ር ያ ን ተኸፊ ቱ።

ብድሕር ዚ ተ ሳ ተፍቲ ፌስ ቲ ቫ ል ብኣ ምባ ሳ ደ ር ሃ ገ ረ ኤር ትራ ኣ ብ ደ ቡብ ኣ ፍ ሪ ቃን ዞ ባ ደ ቡባ ዊ

ኣ ፍ ሪ ቃን ፣ ኣ ቶ ሳ ልሕ ዑመር ተመሪ ሖም፣ ብኣ ባ ላ ት ኤምባ ስ ን መራሕቲ ማሕበ ረ -ኮ ምን ማሕበ ር ን

መን ሰ ያ ት ህ ግ ደ ፍ ን ሃ ማደ ኤን ተ ሰ ኒ ዮም ነ ቲ ምር ኢት ፌቲቫ ል ብምኽፋት ተዓ ዚቦ ምን መግ ለ ጺ

ሰ ሚዖ ምን ።

Page 2: መበል 2ይ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ደቡብ ኣፍሪቃ 2015 ብዓወት ተቓኒዑ

ብምቕ ጻ ል እ ቲ ወግ ዓ ዊ መደ ብ ኣ ብ ኣ ደ ራሽ ብዝ ክ ረ -ሰ ማእ ታት ድሕሪ ምኽፋቱ ፣ ኣ ምባ ሳ ደ ር ሳ ልሕ

ዑመር ና ይ ወግ ዓ ዊ መኽፈቲ ቃል ኣ ስ ሚዑ። ኣ ብቲ ዘ ቕ ረ ቦ መግ ለ ጺ ኣ ምባ ሳ ደ ር ሳ ልሕ ዑመር ፣

ን ዕ ዱማት ኣ ጋ ይሽ ኩሉኹም ካ ብ ር ሑቕ ን ቀ ረ ባ ን መጺእ ኩም፣ ኣ ብዚ ና ይ ሎሚ ን ካ ል ኣ ይ ግ ዜ

ዝ በ ዓ ል ዘ ሎ ታሪ ኻዊ ፍጻ ሜ ን ኽት ሳ ተፉ ዝ በ ቓዕ ኩም ተ ሳ ተፍቲ እ ን ቋ ዕ ደ ሓን መጻ እ ኩም ድሕሪ

ምባ ል ፣ እ ዚ ሎሚ ነ ብዕ ሎ ዘ ለ ና ፌስ ቲ ቫ ል መበ ል 2ይ እ ዋ ን ኣ ብ ደ /ኣ ፍ ሪ ቃ ኮ ይኑ ፣ ኣ ሰ ር ና ይቲ

ኣ ብ ውሽጢ ኤር ትራን ኣ ብ ኩለ ን ኤር ትራውያ ን ዝ ር ከ ቡለ ን ሃ ገ ራት ን ዝ ግ በ ር ፊ ስ ቲ ቫ ላ ት ን ፣

ኣ ሰ ር ቦ ሎኛ ን ዝተኸተለ ኢዩ ። እ ዚ እ ና ሓደ ረ ዝ ዕ ምብብ ዘ ሎ ውራይ ፌስ ቲቫ ላ ት ና ን ስ ፖር ታዊ

ን ጥፈ ታት ና ን ፣ ኩሉ ዝ ሳ ተፎ ብምዃኑ ዘ ሐብን ኢዩ ። መዐ ቀ ኒ ኡ ድማ ብብዝሒ ተ ሳ ታፍ ነ ት ን

ብዓ ይ ነ ት መደ ባ ቱ ዓ ይኒ ጸ ላ ኢ ከ ይተ ረ ፈ ዝ ስ ሕብን ብር ዝ ነ ቱ ብኽብሪ ዝልለ ፍ ጻ ሜ ኮ ይኑ ኣ ሎ።

እ ዚ ዝ ካ የ ድ ዘ ሎ ፌስ ቲቫ ል ፣ ን መን እ ሰ ያ ት ዘ ተኮ ረ ምዃኑ ን ን መን እ ሰ ያ ት ሓላ ፍ ነ ት ን ሕድር ን

ዘ ሰ ክ ም ብምዃኑ ፣ ተ ረ ክ ብት ን ና ይ መጻ ኢ ብሩ ህ ተ ስ ፋን ፣ ሰ ብ ቅ ያ ን ሕጂ ’ውን መን እ ሰ ያ ት

ምዃኖም፣ ዘ መስ ክ ር ን ዘ በ ስ ር ን መደ ብ ኢዩ ። ሎሚ ምሳ ኹም ኮ ይ ነ ነ ዚ በ ዓ ል ብወግ ዒ ክ ኸፍቶ

ዕ ድል ምር ካ በ ይ ሓጎ ሰ ይ ወሰ ን የ ብሉን ። ዓ ወትኩም እ ምነ ! ድሕሪ ምባ ል ፣ ኣ ብዚ ዝሓለ ፈ ዓ መታት

ን ኤር ትራዊ ውዳ ቤታት ብሓፈ ሻ ፣ ን ፌስ ቲ ቫ ላ ት ድማ ብፍላ ይ ን ምት ዕ ን ቓፍ ፣ ዝተኻየ ዱ ፈ ተ ነ ታት

ማእ ለ ያ ዘ ይብሎም ከ ምዝ ነ በ ሩ ን ፣ እ ን ተኾነ ግ ን ውራያ ት ና ከ ምዝማዕ ረ ጉ ን ፣ ጸ ላ እ ት ና ድማ ማይ

ሓቚኖም ከ ም ዝተ ረ ፉን ጠቒ ሱ።

ኣ ተሓሒዙ ኣ ምባ ሳ ደ ር ሳ ልሕ ዑመር ፣ እ ዚ ፌስ ቲ ቫ ል ’ዚ ዓ ቕሚ ህ ዝብና ኣ ብ ምኽታት ፣ ባ ህ ል ን

መን ነ ት ን ኣ ብ ምዕ ቃብ፣ ሃ ገ ራውነ ት ኣ ብ ምኹስ ኳስ ን ምውር ራስ ን ፣ ኮ ማዊ ውዳ ቤታት ኣ ብ

ምሕያ ል ን ፣ መሰ ል ዜ ጋ ታት ን ክ ብሪ ሃ ገ ር ን ኣ ብ ምሕላ ው፣ ዓ ቢ እ ዋ ና ዊ መድረ ኽ ብምዃኑ ፣ ኩልና

ተ ሳ ተፍቲ ብወኒ ን ሳ ተፎ ምህ ላ ውና ዘ ሐብን ምዃኑ ብምዝኽኻር ፣ “ዕ ዉት ፌስ ቲ ቫ ል ና ዳ ግ ማይ

ነ ሐድሶ ፣ ” ኢሉ።

Page 3: መበል 2ይ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ደቡብ ኣፍሪቃ 2015 ብዓወት ተቓኒዑ

ብድሕር ’ዚ ኣ ምባ ሳ ደ ር ሳ ልሕ ዑመር ፣ ኤር ትራ ብመገ ዲ ኤምባ ሲ ሃ ገ ረ ኤር ትራ ኣ ብ ደ ቡብ

ኣ ፍ ሪ ቃ ተወኪላ ኣ ብቲ ብዕ ለ ት 31 ጥቅ ምቲ 2015 ኣ ብ ከ ተማ ፕሪ ቶ ር ያ ፣ ደ /ኣ ፍ ሪ ቃ ዝተኻየ ደ

ኣ ብ ና ይ ሓደ መዓ ልቲ ዲፕሎማሲያ ኤክ ስ ፖ (Diplomatic Fun Fair) ን መበ ል 4ይ ግ ዜ ከ ም

ዝተ ሳ ተፈ ት ን ፣ ኣ ብዚ ና ይ ሕጂ ውድድር ድማ ና ይ 2015 ዓ .ም ፍሉይ ሽ ልማት ከ ምዝ ዓ ተ ረ ት ን

ብምብሳ ር ፣ ነ ቲ ሽ ልማት ብምልዓ ል ፣ እ ዚ ሽ ልማት ብጻ ዕ ር ን ኒ ሕ፣ ሓቦ ን ተሳ ትፎን ኩሉ ማለ ት ፣

ሓለ ፍት ን ኣ ባ ላ ት ን ማሕበ ረ -ኮ ም፣ መን እ ሰ ያ ት ህ ግ ደ ፍ ፣ ሃ ማደ ኤ ጨ/ደ ቡብ ኣ ፍ ሪ ቃ፣ ጉ ጅለ

ባ ህ ሊ መን እ ሰ ያ ት ደ ቡብ ኣ ፍ ሪ ቃ “ሽ ዖ ላ ”ን ኣ ባ ላ ት ኤምባ ስ ን ካ ል ኦ ት ግ ዱሳ ት ኤር ትራውያ ን ን

ዝተ ረ ኽበ ፣ ን ሃ ገ ር ና ምስ ኣ ህ ጉ ር ና ን ኪኖኡን ዘ ላ ል ን ዘ ሐብን ን ዓ ወት ን ህ ዝብና ን ሃ ገ ር ና ን

ስ ለ ዝኾነ ፣ ዮ ሃ ና ን ምስ ጋ ና ን ይብጻ ሕኩም ኢሉ። ካ ብተ ን ኣ ብዚ ዓ መት ዝተ ሳ ተፋ ል ዕ ሊ 90

ኤምባ ሲታት ሃ ገ ራት ፣ ን ሃ ገ ር ና ፣ ህ ዝብና ን ፣ ታሪ ኽና ን ፣ ባ ህ ል ና ን ቅ ር ስ ታት ና ን መጻ ኢ ብሩ ህ

ት ስ ፋ ህ ዝብና ን ኣ ብ ምልላ ይ ዝ ገ በ ረ ን ሕን ሕ፣ ኤር ትራ ን ነ ገ ድታ ብክ ብ ዝ በ ለ ምድላ ዋ ት ፣

ህ ር ኩት ና ጥበ ብን ከ ተአ ን ግ ድ ውዒላ ። ከ ም ውጽኢቱ ድማ፣ ቁ ሸ ት ኤር ትራ ነ ቲ ብስ ም ና ይ

ኣ አ ን ጋ ኢት ሃ ገ ር ሚኒ ስ ተ ር ጉ ዳ ያ ት ወጻ ኢ ደ ቡብ ኣ ፍ ሪ ቃ ዝጽዋ ዕ ፣ ና ይ 2015 ምር ኢት

ዲፕሎማሲያ ዊ ኤክ ስ ፖ፣ “Most Authentic Stall- The Minster Maite Nkoana-Mashabane Award”

ፍሉይ ሽ ልማት ን ምጭባ ጥ በ ቒ ዓ ። ኣ ብ ር እ ስ ’ዚ ን ክ ልተ ሰ ብ፣ ካ ብን ና ብን ጆሃ ን ስ በ ር ግ ን

ኬፕታውን ን በ ጺሕካ ን ምምላ ስ ዘ ኽእ ል ፣ ና ይ 13,376.68 ራን ድ (ል ዕ ሊ 1,000.00 ዶላ ር ) ዝ ዋ ግ ኡ

ኣ የ ር ቲኬት ብልጫ ከ ም ተወሳ ኺ ተዋ ሂ ብና ብምባ ል ኣ ብሪ ሁ። እ ዚ ሽ ልማት ን ህ ያ ብን ብጻ ዕ ሪ

ዝተ ረ ኽበ እ ምበ ር ና ይ ምቕ ሻ ሽ ህ ያ ብ ዘ ይምዃኑ ፣ ምድላ ዋ ት ና ዝምስ ክ ሮ ሓቂ ኢዩ ። እ ዚ ዓ ወት ’ዚ

ን ኹል ና ዘ ሳ ተፈ ብምን ባ ሩ ዘ ኹር ዕ ’ዩ ። ከ ምዚ ና ይ ሎሚ ዓ መት ን ዝመጽእ ዓ መት ’ውን ተመሳ ሳ ሊ

ዓ ወት ክ ን ጓ ና ጸ ፍ ምን ዮተይ ኢዩ ፣ ዮ ሃ ና ! ዮ ሃ ና ! ኢሉ።

Page 4: መበል 2ይ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ደቡብ ኣፍሪቃ 2015 ብዓወት ተቓኒዑ

ኣ ብ መደ ምደ ምታ መግ ለ ጺኡ ኣ ምባ ሳ ደ ር ሳ ልሕ ዑመር ፣ ን ኹሎም ተሳ ተፍቲ ፌስ ቲ ቫ ል ን ኣ ብ

ዓ ውድታት ጥዕ ና ፣ ትምህ ር ት ን ን ግ ድን ሞያ ዊ ኣ ስ ተምህ ሮ ን ከ ቕ ር ቡ ን ዝተዳ ለ ዉ፣ ሰ ለ ስ ተ

ኤር ትራውያ ን ምሁራት ፣ ን ስ ነ -ጥበ ባ ውያ ን ኣ ባ ላ ት ጉ ጅለ ባ ህ ሊ መን እ ሰ ያ ት ሽ ዖ ላ ፣ ን ሓለ ፍቲ

ማሕበ ረ -ኮ ም፣ መን እ ሰ ያ ት ህ ግ ደ ፍ ን ሃ .ማ.ደ .ኤ ጨ/ደ /ኣ ፍ ሪ ቃን ፣ መን እ ሰ ያ ት ስ ፖር ታውያ ን

ኣ ሰ ልጠን ት ን ደ ያ ኑ ን ስ ፖር ት (ጆሃ ን ስ በ ር ግ ን ፕሪ ቶ ር ያ ን ፣ ) ን ኣ ዳ ለ ውትን ኣ ቕ ረ ብት ን ባ ዛ ር ን

ኣ ገ ል ግ ሎት መግ ብን መስ ተ ን ፣ ኣ ባ ላ ት ኤምባ ስ ን ካ ል ኦ ት ነ ቲ ፌስ ቲ ቫ ል ን ምዕ ዋ ት ን ፣ ዝ ያ ዳ

ን ምኹልዑ መደ ባ ት ሒዞ ም ን ዝ ቐ ረ ቡን ፣ ከ ምኡ ’ውን ብጉ ል በ ት ፣ ን ዋ ት ፣ ገ ን ዘ ብን ፍልጠትን

ን ዝ ተ ሳ ተፉን ፣ ብስ ም ኩሉ ተ ሳ ታፊ ፌስ ቲ ቫ ል ብስ ም ኤምባ ስ ን ልዑል ምስ ጋ ና ኣ ቕ ሪ ቡሎም።

ብድሕሪ ’ዚ ብጉ ጅለ ባ ህ ሊ መን እ ሰ ያ ት ሽ ዖ ላ ዝተፈ ላ ለ ዩ ሙዚቃዊ ምር ኢት ፣ ሓጸ ር ቲ ድራማታትን

ኮ ሜዲታት ን ግ ጥምን ኣ ቕ ሪ ባ ። ከ ምኡውን ሞያ ዊ ኣ ስ ተምህ ሮ ኣ ብ ደ ቡብ ኣ ፍ ሪ ቃ ብዝ ነ ብሩ

ሰ ለ ስ ተ ኤር ትራውያ ን ምሁራት ፣ ኣ ብ ዓ ውዲ ጥዕ ና ብዶ /ር ኢሳ ያ ስ ወልደ የ ሱስ ፣ ኣ ብ ዓ ውዲ

ትምህ ር ቲ ብፕሮፈ ሰ ር ሄ ኖ ክ ጎ ይት ኦ ም፣ ኣ ብ ዓ ውዲ ን ግ ዲ ድማ ብኣ ቶ ሙሴ ቦ ኽረ ጼን ቀ ሪ ቡ።

ብተወሳ ኺ ና ብ ቆ ልዑን ህ ጻ ና ት ን ዝ ቐ ን ዐ ና ይ መዘ ና ግ ዒ፣ ስ ለ ል መን ሸ ር ተት ፣ ወዘ ተ መደ ባ ት

ብምድላ ው ኤር ትራውያ ን ቆ ልዑ ን ሓድሕዶም ን ኽላ ለ ዩ ን ሓቢሮም ን ኽዘ ና ግ ዑን ጽቡቕ ዕ ድላ ት

ፈጢሩ ።

Page 5: መበል 2ይ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ደቡብ ኣፍሪቃ 2015 ብዓወት ተቓኒዑ

ኣ ብ ግ ጥም ኩዕ ሶ ስ ፖር ት ን ፣ ን ጋ ን ታ መን እ ሰ ያ ት ፕሪ ቶ ር ያ 4 ብ 0 ስ ዒራ ን ዝ ተ ዓ ወተት ጋ ን ታ

መን እ ሰ ያ ት ጆሃ ን ስ በ ር ግ ዝተዳ ለ ወላ ዋ ን ጫን መዳ ል ያ ወር ቅ ን ካ ብ ኢድ ኣ ምባ ሳ ደ ር ሳ ልሕ

ዑመር ክ ትቅ በ ል ከ ላ ፣ ካ ል ኦ ት ዝተፈ ላ ዩ ብልጫታትን ህ ያ ባ ት ን ብኣ ባ ላ ት ኤምባ ሲ፣ ሓለ ፍቲ

ማሕበ ረ -ኮ ምን መን እ ሰ ያ ት ህ ግ ደ ፍ ን ተዓ ዲሉ። ገ ለ ካ ብኡ ን ካ ል ኣ ይቲ ጋ ን ታ መን እ ሰ ያ ት

ፕሪ ቶ ር ያ ፣ ና ይ ብሩ ር መዳ ል ያ ፣ ን ክ ልቲ አ ን ጋ ን ታታት ህ ያ ባ ት ኩዕ ሶ ን ፣ ኣ ስ ተምህ ሮ ን ዘ ካ የ ዱ

ኤር ትራውያ ን ሞያ ውያ ን ድማ ካ ብ ማሕበ ረ -ኮ ም ዝተዳ ለ ወሎም ህ ያ ብን ፣ ን ህ ጻ ና ት ን መን እ ሰ ያ ት ን

መተባ ብዒ ዝኸውን ህ ያ ባ ት ፣ ካ ር ታ ኤር ትራ፣ ሃ ገ ራዊ መዝሙር ን ምስ ልታት ባ ጤራ ና ቕ ፋን ፣

ወዘ ተ ተዓ ዲሉ።

እ ቲ ፌስ ቲ ቫ ል ብውዕ ዉዕ መን ፈ ስ ን ብሃ ገ ራዊ ወን ን ን ምሉእ መዓ ልቲ ድሕሪ ምክ ያ ድ ብሃ ገ ራዊ

መዝሙር ተ ዛ ዚሙ።